Merhawi Zeregabr Full-Stack Developer
ሰላም እንቃዕ ደሓን መጻእኩም ። ስመይ መርሃዊ ይብሃል ። ኣብ ሃገረ Canada ድማ ይነብር። ናተይ ሞያ ድማ Senior Full-stack Developer ኮይኑ፥ ኣብዚ ዓውዲ ድማ ልዕሊ ናይ 8 ዓመት ተመኩሮ ኣሎኒ። ኣብዚ ስልጠና እዚ ኣነ ከካፍለኩም ዝደሊ ካብቲ ንዓይ ክዕዉተኒ ዝኻኣለ ባዕልኻ ከመይ ጌርካ ብዝቀለለ መንገዲ ክትምሃር ምኽኣል እዩ። እቲ ኣነ ዝጥቀመሉ ዝነበርኩ ሜላ ድማ ናባኹም ንኸመሓላልፎ ነዚ መደብ እዚ ኣዳልየ ይርከብ። ነዚ ኣዳልዮ ዘሎኹ መደብ ድማ ብግቡእ ምእንቲ ክትርድእዎ ከምኡውን ክትዉድእዎ ብእተኻእለኒ መጠን ኣሕጺረ እየ ኣዳልየዮ ዘሎኹ ። ነዚ ሸቶ እዚ ንምውቃዕ ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ሓንቲ ነገር ክትገብሩ ኣሎኩም። እዚ ኣብ ህይወትኩም ኣዝዩ ርሑቕ ክወስደኩም ስለ ዝዀነ።
ኣብዚ ተወሳኺ መርበብና ውን ክሕግዘኩም ዝኽእሉ መሳርሒ ስለ ዘሎዉ እንተርኣኹሞ ጽቡቕ እዩ።
https://fanieltech.org
2 Courses
0 Students
- $200.00$100.00
HTML in Tigrinya
34 Lessons0 Students - $200.00$100.00
Scratch Programming
76 Lessons0 Students